ናይ ልበይ ዝፈልጥ
ናይ ልበይ ናይ ውሽጠይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንነፍሰይ ዘዕርፍ
ናይ ነፍሰይ ናይ ልበይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንልበይ ዘዕርፍ።
1. አነ ንመን ኢለ ከጨንቅ ንነፍስይ
እቲ ናይ ሰላም ንጉስ አቲዩ እንዲዩ አቤተይ
ናይ ልበይ ናይ ውሽጠይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንነፍሰይ ዘዕርፍ።
ናይ ልበይ ናይ ውሽጠይ ዝርዳእ ዝፈልጥ/2
ኢየሱስ አሎኒ ንልበይ ዘዕርፍ።
2 ስላም ኮይኑለይ እዩ ቅሳነት ረኺበ
ንኢየስይስ ምስ ሐዝኩ እንትስይሞ ሲኢነ
ናይ ልበይ ናይ ውሽጠይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንነፍሰይ ዘዕርፍ።
ናይ ልበይ ናይ ልበይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንልበይ ዘዕርፍ።
3 ኩሉ ጸቢቁለይ ብጎይታ ኮይኑለይ
ዕረፍቲ ረኺበ ብርሃን ኮይኑ ቤተይ
ተስፍስይ ተሓዲሱ አጸናኒዑኒ
ናብ ቤተይ እውን አቲዩ ሰላሙ ሂብኒ
ናይ ልበይ ናይ ውሽጠይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንነፍሰይ ዘዕርፍ።
ናይ ልበይ ናይ ልበይ ዝርዳእ ዝፈልጥ
ኢየሱስ አሎኒ ንልበይ ዘዕርፍ።