Back to Top

Abraham Woldehawariat - Ajoka Hzbeye Lyrics



Abraham Woldehawariat - Ajoka Hzbeye Lyrics




ኣታ ብሩኽ ህዝቢ በዓል ሓደ መኣዲ
ተመስገን ልማድካ ብቁራስ ጸጋቢ
መግደራት ትሓል ተማኺርካ ብፍቅሪ
ንጎቦ ትዘሎ ኣታ ባይቶ ጻዕሪ

ኣይትሕመቅ ከቶ ኣትደሃል ኣይተድንን ርእስኻ
ኩነታትካ ኣይትርአ ከይጽንቀቅ ተስፋኻ
ካብ ናይ ትማሊ ዝኸፍእ እንታይ ኣሎ
ሎሚ ውን ተማህለል ኣኪብካ ዓደቦ

እንታይ'ዩ ክገብር ፈርኦን ትዝጎዪ ደድሕሬኻ
ምህለላኻ ዝሰምዐ ከሎ እቲ ሓያል ፈጣሪኻ
እንታይዶ ክገብር'ዩ ተመን 'ቲ ዘሎ 'ቅድሜኻ
ምህለላኻ ዝሰምዐ እንከሎ 'ቲ ሓያል ፈጣሪኻ

እመነኒ ሎሚ ኣይሞተን ሕልምኻ
እመነኒ ሎሚ እሙን'ዩ ኣምላኽካ
እመነኒ ሎሚ እቲ ታሪኽ ገንጽሎ
ትማሊ ትማሊ ዘይተሰግረ እንታይ ኣሎ

መዓስ ይጥንጥን ድኣ እቲ ዘሳገረ
ባህግኻ ክፍጸም ኢዩ ኣጆኻ ህዝበየ
ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ ህዝበየ

ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ
ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ

ኣወዳት ተንስኡ ንዑ ደሉሉ
ኣውርድዎ ዑበል ካብቲ ዝተሰቅለሉ
ዘመን መጺእልኩም'ዩ ካሕሳ ናይ ሕሉፍኩም
ንዑ ተኣከቡ ዘክሩ ኣምላኽኩም

ኣዋልድ ዓልላ ተስፋኽን ክምላእ
ኣ ጎልጎል ሩባኽን ክትብላ ሮማዕ ገማዕ
ኣንደበትክን ይከፈት ንኽብሪ ጎይታኽን
ኪዳ ዝለላሉ ሒዝክን ከበሮኽን

ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሚና ንኸይድ ኣሎና
ተስፋ ዝሃበና እሙን'ዩ እሙን'ዪ ኣምላኽና
እተን ዝሓለፋ ኩለን ኩለን መዓልታትና
ክድብሰን ኢዪ እሙን'ዩ እሙን'ዩ ኣምላኽና

ክድብሰን ኢዪ እሙን'ዩ እሙን'ዩ ኣምላኽና
ክድብሰን ኢዪ እሙን'ዩ እሙን'ዩ ኣምላኽና
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


English

ኣታ ብሩኽ ህዝቢ በዓል ሓደ መኣዲ
ተመስገን ልማድካ ብቁራስ ጸጋቢ
መግደራት ትሓል ተማኺርካ ብፍቅሪ
ንጎቦ ትዘሎ ኣታ ባይቶ ጻዕሪ

ኣይትሕመቅ ከቶ ኣትደሃል ኣይተድንን ርእስኻ
ኩነታትካ ኣይትርአ ከይጽንቀቅ ተስፋኻ
ካብ ናይ ትማሊ ዝኸፍእ እንታይ ኣሎ
ሎሚ ውን ተማህለል ኣኪብካ ዓደቦ

እንታይ'ዩ ክገብር ፈርኦን ትዝጎዪ ደድሕሬኻ
ምህለላኻ ዝሰምዐ ከሎ እቲ ሓያል ፈጣሪኻ
እንታይዶ ክገብር'ዩ ተመን 'ቲ ዘሎ 'ቅድሜኻ
ምህለላኻ ዝሰምዐ እንከሎ 'ቲ ሓያል ፈጣሪኻ

እመነኒ ሎሚ ኣይሞተን ሕልምኻ
እመነኒ ሎሚ እሙን'ዩ ኣምላኽካ
እመነኒ ሎሚ እቲ ታሪኽ ገንጽሎ
ትማሊ ትማሊ ዘይተሰግረ እንታይ ኣሎ

መዓስ ይጥንጥን ድኣ እቲ ዘሳገረ
ባህግኻ ክፍጸም ኢዩ ኣጆኻ ህዝበየ
ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ ህዝበየ

ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ
ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ

ኣወዳት ተንስኡ ንዑ ደሉሉ
ኣውርድዎ ዑበል ካብቲ ዝተሰቅለሉ
ዘመን መጺእልኩም'ዩ ካሕሳ ናይ ሕሉፍኩም
ንዑ ተኣከቡ ዘክሩ ኣምላኽኩም

ኣዋልድ ዓልላ ተስፋኽን ክምላእ
ኣ ጎልጎል ሩባኽን ክትብላ ሮማዕ ገማዕ
ኣንደበትክን ይከፈት ንኽብሪ ጎይታኽን
ኪዳ ዝለላሉ ሒዝክን ከበሮኽን

ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሚና ንኸይድ ኣሎና
ተስፋ ዝሃበና እሙን'ዩ እሙን'ዪ ኣምላኽና
እተን ዝሓለፋ ኩለን ኩለን መዓልታትና
ክድብሰን ኢዪ እሙን'ዩ እሙን'ዩ ኣምላኽና

ክድብሰን ኢዪ እሙን'ዩ እሙን'ዩ ኣምላኽና
ክድብሰን ኢዪ እሙን'ዩ እሙን'ዩ ኣምላኽና
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Abraham Woldehawariat
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid




Abraham Woldehawariat - Ajoka Hzbeye Video
(Show video at the top of the page)


Performed By: Abraham Woldehawariat
Language: English
Length: 3:53
Written by: Abraham Woldehawariat

Tags:
No tags yet