ዎ እግዚኣብሄር ከመስግነካ
ዎ እግዚኣብሄር ከመስግነካ
ዝገበርካለይ ኩሉ ሰናይ'ዩ
ኣይረሳዕኩዎን ኩሉ ኣምላኸይ ከምስግነካ
ኣይረሳዕኩዎን ኩሉ ኣምላኸይ ከምስግነካ
ሂወተይ ኣድሒንካ
ካብ ጸልማት ኣውጺኻያ
ዘልኣለማዊ ምሕረት ሂብካኒ
ሰመያዊየይ ክብሪ ንዓኻ ይግብኣካ
ሰመያዊየይ ክብሪ ንዓኻ ይግብኣካ
ንኹራ ደጓዪ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ
መሓርን ርህሩህን እግዚኣብሄር ኣምላኸይ
ሰመያዊየይ ክብሪ ንዓኻ ይግብኣካ
ሰመያዊየይ ክብሪ ንዓኻ ይግብኣካ
ዎ እግዚኣብሄር ከመስግነካ
ዎ እግዚኣብሄር ከመስግነካ
ዝገበርካለይ ኩሉ ሰናይ'ዩ
ኣይረሳዕኩዎን ኩሉ ኣምላኸይ ከምስግነካ
ኣይረሳዕኩዎን ኩሉ ኣምላኸይ ከምስግነካ
ሂወተይ ኣድሒንካ
ካብ ጸልማት ኣውጺኻያ
ዘልኣለማዊ ምሕረት ሂብካኒ
ሰመያዊየይ ክብሪ ንዓኻ ይግብኣካ
ሰመያዊየይ ክብሪ ንዓኻ ይግብኣካ